ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ብዘይ ወዓል ሕደር ካብታ ሃገር ክወጹ፡ ሚ/ሪ ወጻኢ ኣውስትራሊያ ኣተሓሳሲቡ

DFAT Adice Australians to leave Ethiopia Source: Quantas
መንግስቲ ኣውስትራሊያ በቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ እናኸፍአ ዝኸይድ ዘሎ ናይ ጸጥታ ኩነታት ኣዚዩ ኣተሓሳሳቢ ስክፍታኡ ብምግላጽ ዜጋታቱ ክወጹ ኣተሓሳሲቡ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

DFAT Adice Australians to leave Ethiopia Source: Quantas