ውዕሎ ምድማጽ መረጻ ኣብ ሸውዓተ ክልላትን ክልተ ርእሰን ዘመሓድራ ከተማታትን ኢትዮጵያ።

News

Source: AAP

ኣብ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ዊዑሉ ኣሎ፡ ናይዚ ዉዕሎ ጸብጻብ ኣብዚ ብድምጺ ቀሪቡ ኣሎ። "ኣብ ሰለስተ ክልላት ብፍሉይ ከኣ ኣብ ክልላት ደቡብን ኣምሓራን ኣዝዩ ስግኣት ተዓዚብና። ወኪላት ሰልፊ ፖለቲካ ከም ዝተቐጥቀጡ፣ ካብ ቦታ ናብ ምንቅስቓስ ከም ዘይከኣሉ፣ መለለዪኦም ከም ዝተመንዝዑን ናብ ናቑጣታት መረጻ ክጽግዑ ከም ዘይከኣሉ ብጀካ ገዛኢ ሰልፊ ( ብልጽግና) ብዙሕ ቁጽሪ ዘለዎ ጥርዓን ካብ ኩሎም ሰልፍታት ተቐቢልና ኢና።" ኣካቢት ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ወ/ት ብርቱኳን ማደቅሳ



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now