ሓይልታት ትግራይ ብሰለስተ ግንባራት ውግእ ይቕጽል ከም ዘሎን ነፋሪት ወቒዖም ከም ዘውደቑን ገሊጾም። (ካብ ጸብጻባት)

Homeland News

Source: SM

ሰማዕትና ሰማዕቲ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ፡ ሉኡኽና ካብ ኢትዮጵያ ዝለኣኸልና ሓጸርቲ ጸብጻባት ነዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ፡ዝርዝሩ ናብ ጸብጻብ ልኡኽና ከብለኩም። ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ኣምሓራ ዝወርድ መጥቃዕቲ ደው ክብል ዝጠልቡ ሰልፍታት ኣብ ክልል ኣምሓራ ተኻይዶም፣ ማእሰርቲ ተጋሩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ይቕጽል፣ ሕብረት ኣውሮፓ ኤርትራ ሰራዊታ ካብ ትግራይ ክተውጽእ ደጊሙ ይጽውዕ፣ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ብሰሉስን ረቡዕን ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ክወጹ ሓቲቱ፣ ትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ዩኒሴፍ መጻኢ ዕድል ህጻናት ትግራይ ኣብ ዘጸግም ኩነታት ከይወድቕ ኣጠንቂቑ፣ ዝብሉ እዮም ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now