Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ምሉእ ትግራይ ተዋፊሩ ኣሎ: ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ቅልውላዋትን ኣጋዲዱ ስለዘሎ፥ ብህጹጽ ይውጻእ።" ክብል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ጸዊዑ።

Source: US Embassy Asmara Eritrea FB

ሰማዕቲና ሰማዕቲ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣሎ ኣርእስታቱ ድማ እዚ ዝስዕብዩኣብ መቐለ ምስ ዕጡቓት ኤርትራ ብዝተፈጥረ ምስሕሓብ ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም።ኤርትራዊ ናጽነት ፕሬስ ብምጉዕጻጽ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ።ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ክልል ደቡብ ብዝተፈጸሙ መጥቃዕትታት ሰላማውያን ሰባት ከም ዝተቐትሉ፣ ከም ዝተሰደዱን ትካላት ከም ዝነደዱን ተገሊጹ።ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ብዝቐነየ ዓሌታዊ ግጭት ሕጹይ መረጻ ኢዜማ ተቐቲሉ።ትካል ዶብ ኣልቦ ሓካይም ካብ ዓዲግራት ናብ ኣክሱም ዝወስድ ጽርግያ ብምዕጻዉ ኣብ ኣክሱም ኦክስጅን ዝደልዩ ሕሙማት ክበጽሐሎም ከም ዝተጸገመ ገሊጹ። ንምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል’ዩ፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ምሉእ ትግራይ ተዋፊሩ ኣሎ: ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ቅልውላዋትን ኣጋዲዱ ስለዘሎ፥ ብህጹጽ ይውጻእ።" ክብል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ጸዊዑ። 22/04/2021 06:51 ...
ዕለታዊ ዜና 24 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 24/06/2021 15:09 ...
ዉሕ ሃገራትን ሕብረት ኣውሮጳን ንደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ትግራይ ኮኒኖም፡ ሓይሊታት ትግራይ ድማ ነፋሪት ኣውዲቖም። (ካብ ጸብጻብ) 24/06/2021 09:35 ...
ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዝረኸቡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኣሻሓት ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ከይኣትዉ ብምሽጋሮም ኣብ ሰንፈላል ወዲቖም ይርከቡ። 24/06/2021 03:57 ...
"ኣብይ፡ እዚ ምርጫ ከድሕኖ ከምዘይክእል ፈሊጡ'ዩ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጽእ ዝደሊ" ሰናይ ገ/መድህን 23/06/2021 23:38 ...
ቅነ ናይዶክ (NAIDOC) ምሕዋይ ሃገር፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 23/06/2021 07:57 ...
"ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣየመሓየሸትን፡ ብተወሳኺ ናብ ጎሮቤት ከይዳ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣስፊሓቶ፣” ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን ዉሕሃ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ 23/06/2021 04:32 ...
ውዕሎ ምድማጽ መረጻ ኣብ ሸውዓተ ክልላትን ክልተ ርእሰን ዘመሓድራ ከተማታትን ኢትዮጵያ። 22/06/2021 06:51 ...
ዕለታዊ ዜና 21 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 21/06/2021 13:14 ...
ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓይሊ ዝግበር ምምላስ ስደተይናታትን መቕተልትን ተቓዊሙ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 21/06/2021 03:42 ...
View More