Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ኣብ ትግራይ ጥሜት ከም መስርሕ ኩናት ኮይኑ : ኣብ መዓልቲ ካብ 50-100 ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ኣለዉ " ዘ-ኢኮኖሚስት

Source: Twitter

ሰማዕትና ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ል ኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስቲታት ሒዙ ኣሎ፡ኤርትራዊት ተመራማሪት ሳይንስ: ኣስመረት ኣስፋው ዳይረክተር ሳይንስ ኣሜሪካ ክኾነና ብፕረዚደንት ጆ ባይደን ተሓጽየን።"ኣብ ትግራይ ጥሜት ከም መስርሕ ኩናት ኮይኑ : ኣብ መዓልቲ ካብ 50-100 ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ኣለዉ " ዘ-ኢኮኖሚስትጅፍርይ ፊልትማን ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ተመዚዙ: ጎንጺ ኣብ ትግራይ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ፣ ወጥሪ ምስ ሱዳንን ውጥጥ ግድብ ህዳሴን ክፈትሕ እምነት ተነቢሩሉ።ሕብረት ኣውሮፓ ንኤርትራ ክህቦ ዝሰልዖ 100 ሚልዮን ዩሮ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንክብርታት እቲ ሕብረት ዝጻብኡ ገበናት ፈጺሙ ብዝብል ከደስክሎ ይሓስብ።ናብ ዝርዝራቱ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣልዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ኣብ ትግራይ ጥሜት ከም መስርሕ ኩናት ኮይኑ : ኣብ መዓልቲ ካብ 50-100 ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ኣለዉ " ዘ-ኢኮኖሚስት 24/04/2021 06:05 ...
ዕለታዊ ዜና 24 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 24/06/2021 15:09 ...
ዉሕ ሃገራትን ሕብረት ኣውሮጳን ንደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ትግራይ ኮኒኖም፡ ሓይሊታት ትግራይ ድማ ነፋሪት ኣውዲቖም። (ካብ ጸብጻብ) 24/06/2021 09:35 ...
ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዝረኸቡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኣሻሓት ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ከይኣትዉ ብምሽጋሮም ኣብ ሰንፈላል ወዲቖም ይርከቡ። 24/06/2021 03:57 ...
"ኣብይ፡ እዚ ምርጫ ከድሕኖ ከምዘይክእል ፈሊጡ'ዩ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጽእ ዝደሊ" ሰናይ ገ/መድህን 23/06/2021 23:38 ...
ቅነ ናይዶክ (NAIDOC) ምሕዋይ ሃገር፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 23/06/2021 07:57 ...
"ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣየመሓየሸትን፡ ብተወሳኺ ናብ ጎሮቤት ከይዳ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣስፊሓቶ፣” ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን ዉሕሃ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ 23/06/2021 04:32 ...
ውዕሎ ምድማጽ መረጻ ኣብ ሸውዓተ ክልላትን ክልተ ርእሰን ዘመሓድራ ከተማታትን ኢትዮጵያ። 22/06/2021 06:51 ...
ዕለታዊ ዜና 21 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 21/06/2021 13:14 ...
ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓይሊ ዝግበር ምምላስ ስደተይናታትን መቕተልትን ተቓዊሙ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 21/06/2021 03:42 ...
View More