12 ካብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ውግእ ነፍሶም ንምድሓን ናብ ኬንያ ዝኣተዉ ሰባት 6 ኣዋርሕ ማእሰርትን ምጥራዝን ተበይኑሎም።

Homeland News

Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ዕጡቓት መንግስትን ተቓወምቲን ሶማልያ ኣብ ሞቓድሾ ኣብ ዝዋግኡሉ ዕለት ፤ ሚንስትሪ ጉዳይ ወጻኢ እታ ሃገር ወረቐት ሓዱሽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ከም ዝተቐበለ ይገልጽ። 12 ካብቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ውግእ ነፍሶም ንምድሓን ናብ ኬንያ ዝኣተዉ ሰባት 6 ኣዋርሕ ማእሰርትን ምጥራዝን ተበይኑሎም። ሱዳን ብዘይቪዛ ንዝኣተወ ዜጋ ወጻኢ ናብ ካልእ ሃገር ዘውጽኦ ቪዛ ምዕዳል ደው ከም ዘበለት ኣፍሊጣ። ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now