ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ጥሜት ዘንጸላለዎም ዜጋታት ቁጽሮም ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)

Homeland News

Source: Getty Images

ኣርእስታት፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሰለስተ ኣዘዝቲ ዝርከቢዎም 9 ሓይልታት ፀጥታ ተቐቲሎም። ብተመሳሳሊ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ሓላፊ መንገድን ትራንስፖርትን ዝርከቦም ሓሙሽተ ሰብ መንግስቲ ብዕጡቓት ተቐቲሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ጥሜት ዘንጸላለዎም ዜጋታት ቁጽሮም ከም ዝወሰኸ ተገሊጹ። መንግስቲ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ምስ ሽሞም ዘይተነጸረ ዕጡቓት ስልጣን ክካፈል ከም ዝተስማመዐ ሓቢሩኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዝሓዘቶ መርገጺ ኣትሪራ ከም ትቕጽሎ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ተዛሪበን ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now