ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

US President Joe Biden

US President Joe Biden Source: AAP

ኣርእስታት፥ መእተዊ ረድኤት ብምኽልካሉ ኣብ ትግራይ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ረሃብ ዝምልከት ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ባይቶ ጸጥታ ከም ዝተልኣኸ ተገሊጹ። ኣሜሪካ ማዕቀብ ቪዛ ዘንበረትሎም ኣብ ምግዳድ ቅልውላው ትግራይ ተራ ዘለዎም ዝተብሃሉ ኣካላት በቢገጾም ተቓውሞ አ ኣስሚዖም። ኣሜሪካ ንትግራይ 33 መካይን ጥዕና ሂባ። ኬንያን ግብጽን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን። ዝብሉ ጸብጻባት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now