"ኣብ ትግራይ፡ ጾታዊ ዓመጽ ኮነ ተባሂሉ ኣዴታትን ደቂ ኣንስትዮን ንምሽቑራር ይውዕል ኣሎ። ጥሜት ከም መሳርሒ ኲናት ይጥቀሙ ኣለው። ካብ ተሓታትነት ግን ኣየምልጡን። "ሓላፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ማርክ ሎውኩክ

Homeland News

Source: Getty Images

ፌስቡክ ምስ ትካል ድሕነት ኢትዮጵያ ርክብ ዘለዎ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ዜናታትን ፍጻመታት ገዛኢ ፓርቲ ብልጽግናን ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድን ዝጽብጸብ ዝነበረ መርበብ ሓበሬታ ዓጽዩ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now