“ናትናን ናይ ግብጽን ሃገራዊ ደሕነት ሓደ ብምዃኑ፡ ብዛዕባ ግድብ ህዳሴ መትከልና ምስ ግብጺ ሓደ’ዩ።” መራሒ ቱኑዚያ

News

Source: Getty Images

ኣርእስታት፥ ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ብ98% ኣብ ናይ ጅቡቲ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ተዓዊቱ ተባሂሉ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉዳዩ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ዘስምዕሉ(ሎቢ ዝገብርሉ) ኣማኢት ኣሻሓት ዶላራት ይኸፍል። ኣብ ሶማሊያ ብነፍሰ ቅትለት መጥቃዕቲ 6 ክቕተሉከለዉ 7 ቆሲሎም። መራሕቲ ግብጽን ቱኒዝያን ብዛዕባ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘትዮም። ግብጽን ሱዳንን ሰብ ሞያ ከቕርባ ኢትዮጵያ ጸዊዓ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now