Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ኤርትራዊያን ወተሃደራት ንዉልቀ መላኺ መንግስቲ ኢሳያስ ኢልኩም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘይርሳዕ በደል ትፍጽሙ ኣለኹም።” ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል

Source: TMH

ናይቲ ካብ በረኻታት ትግራይ ምስ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ሰራዊት ኤርትራን ሚልሺያ ኣምሓራን ዝዋጋእ ዘሎ መንግስቲ ክልል ትግራይ መራሒ ዶ/ር ደብረጽዮን ሎሚ ብተሌፎን ምስ ትግራይ መድያ ሃውስ ቃለ መሕትት ጌሩ ኣሎ። ንሱ ህዝቢ ትግራይ “ንጸላእትኻ ደምሲስካ መሰል ዓርሰ ዉሳኔኻ ንምትግባር ታሪኽ ዓዲሉካ ኣሎ።” ብምባል ነቲ ዘይተርፍ ዓወት ዝበሎ ቃልሲ ትግራይ ንኽዕወት ዓቕሚ ዘለዎ ኩሉ ክኸትትን ዘየድሊ ሓበሬታ ከይዝርጋሕን ጸዊዑ።ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእ እየ እንተበለኳ ከም ብሓድሽ ንወረራ ይዳሎ ከምዘሎ ብምግላጽ ዶ/ር ደብረጽዮን “እቲ ኣብ ትግራይ ዝረግፍ ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ ንኸንቱ ዕላማ ምዃኑ ተረዲኡ፡ ንዳግማይ በደል ከይዳሎን ህዝቢን መንግስቲን ትግራይ ናብ ዝደለዮ ክሰዶ ከምዝኽእል” ብምፍላጥ ኢዱ ክህብ ጻዊዒት ኣቕሪቡ ኣሎ። እዚ ጸብጻብ ኣብ ትግራይ መዲያ ሃውስ ካብ ዝቐረበ ትሕዝቶ ከምዝኾነ ክንገልጽ ንፈቱ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ኤርትራዊያን ወተሃደራት ንዉልቀ መላኺ መንግስቲ ኢሳያስ ኢልኩም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘይርሳዕ በደል ትፍጽሙ ኣለኹም።” ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል 18/04/2021 02:22 ...
ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም። 10/05/2021 05:54 ...
“ምግማቱ ዘየሸግር ብዙሕ ቁጽሪ ኤርትራዊ ኣብዚ ኲናት ሃሊቑ ኣሎ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 09/05/2021 20:40 ...
ንኤርትራውያን ን30 ዓመት ከውርደሎም ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ትግራይ ኣብ ትሕቲ 6 ወርሒ ብምፍጻም ንዓለም ኣርእይዋ - ሜሮን እስቲፋኖስ 08/05/2021 25:16 ...
“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 07/05/2021 26:38 ...
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
View More