ጽልዋ ዕጽዋ ኮቪድ-19 ኣብ ሲድኒ ዝርከብ ማሕበረሰባትና፡ ዝርርብ ምስ ኣቶ ቶሾመ ካሕሳይ

COVID restrictions and Community in NSW

Teshome Kahsay Source: Supplied

ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናዛየደ ብምኻዱ፡ ኣብ ሲድኒ ዘሎ ናይ ዕጽዋ ቀይዲ ክሳብ 28 ነሓሰ ተናዊሑ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ኣብቲ ግዝ ኣት ዝከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዘለዉዎ ኩነታትን ብዛዕባ ዝረኽብዎ ሓበሬታን ኣመልኪትና ምስ ካብ መራሕቲ ኮሙኒቲ ዝኾነ ኣቶ ተሾመ ካሕሳይ ዝተገብረ ዝርርብ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now