“መሪሕነት ማለት ስልጣን ወይ ማዕርግ ዘይኮነስ ናይ ገዛእ ርእስኻን ካልኦትን ሓላፍነት ወሲድካ እቲ ዝግባእ ምግባር ማለት’ዩ።”

Leadership

Source: Daniel Habtay

ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል፥ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝቖመ ብዛዕባ መሪሕነት ስልጠና ዝህብ “Josef Leadership Academy” መስራቲን ኣካያዲን ረቨረንድ ዳኒኤል ሃብታይ ብዛዕባ እቲ ትካልን ዝህቦ ኣገልግሎትን ከምኡውን ብዛዕባ ፍልጠትን ኣድላዪነትን መሪሕነት ዝምልከት ሓሳብ ኣካፊሉ ኣሎ፡ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now