ኣብዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ቁጽሪ ስደተኛታት ብዕጽፊ ዓብዩ።

REFUGEE REPORT

Ethiopian refugees, who fled the Tigray conflict, walk in the Tenedba camp in Mafaza, eastern Sudan on January 8, 2021. Source: Getty Source: Getty Images

ቍጽሪ እቶም ኣብ ዓለም ዝርከቡ ብግዲ እተመዛበሉ ሰባት ፡ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በጺሑ ኣሎ ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት ከኣ ብዕጽፊ ወሲኹ እዩ ። እዚ እቲ ናይ ሕቡራት ሃገራት ዝለዓለ ኣካል ስደተኛታት ኣብቲ ዓመታዊ ጸብጻቡ ዝረኸቦ እዩ ። ጸብጻባት ናይ ረድኤት ትካላት ከምዝሕብርዎ ፡ ኮቪድ ንኣህጉራዊ ዶባት እንተዘይዓጽይዎ እቲ ቁጽሪ ኣዝዩ ዝለዓለ ምኾነ ይብሉ ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now