“ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወደባትን መስመራት ንግድን ዳግም ምህናጽ ብምጅማራ፡ ጂኦ ፖለቲካዊ ዓለም ዳግም ክስሓብ ኪኢሉ ኣሎ፡” ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ።

News

Source: SM

ኣብ ኣፍሪቃ ቀረብ ክታበት ምከለኻሊ ኮቪድ-19 ሕማቕ ከምዘሎ ፕሬዝዳንት ፖል ካጋሜ ነቒፉ ማእከላይ ኮሚተ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና ናይ ኢትዮጵያ ፡ ንክልተ መዓልትታት ኣኼባ ድሕሪ ምክያዱ ፡ እታ ሃገር ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ጂኦ-ፖለቲካ ቐርኒ ኣፍሪቃ ዘለዋ ቦታ ዝተሓሓዝ ዲፕሎማስያዊ ጕዳያት ዘለዋ መርገጺ ዝገልጽ መግለጺ ኣውጺኡ ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now