Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ

Source: Getty Images

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (03/05/2021) * መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣንቢርዎ ዘሎ እገዳ ኣብ ልዕሊ’ቶም ካብ ህንዲ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ክትግበር ጀሚሩ* ካብ ሎሚ ጀሚሩ ነብሲ ወከፍ ኣውስትራልያዊ ልዕሊ 50 ዝዕድሚኦም ክታበት ኣስትራዘነካ ክወሃቡ ክኽእሉ’ዮም* መንግስታዊ ቴሌቪዥን ኢራን ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘላ ኢራናዊት ብሪጣንያዊት ጓለንስተይቲ ከተፍትሕ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ክትከፍል’ያ ኢላ* ኣብ ትግራይ ነባሪ ሰላም ንምስፋን፡ ብፍላይ ኣብ ምብጻሕ ሰብኣዊ ረዲኤታዊ ሓገዝ፡ ብዙሕ ምዕባለ’ኳ እንተተመዝገበ፡ ገለ ብድሆታት ገና ይተርፉና ክብል ሚኒስተር መንግስቲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊጹ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ 03/05/2021 11:20 ...
ዕለታዊ ዜና 24 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 24/06/2021 15:09 ...
ዉሕ ሃገራትን ሕብረት ኣውሮጳን ንደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ትግራይ ኮኒኖም፡ ሓይሊታት ትግራይ ድማ ነፋሪት ኣውዲቖም። (ካብ ጸብጻብ) 24/06/2021 09:35 ...
ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዝረኸቡ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኣሻሓት ስደተኛታት ናብ ኣውስትራሊያ ከይኣትዉ ብምሽጋሮም ኣብ ሰንፈላል ወዲቖም ይርከቡ። 24/06/2021 03:57 ...
"ኣብይ፡ እዚ ምርጫ ከድሕኖ ከምዘይክእል ፈሊጡ'ዩ፡ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ከይወጽእ ዝደሊ" ሰናይ ገ/መድህን 23/06/2021 23:38 ...
ቅነ ናይዶክ (NAIDOC) ምሕዋይ ሃገር፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 23/06/2021 07:57 ...
"ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጣዊ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣየመሓየሸትን፡ ብተወሳኺ ናብ ጎሮቤት ከይዳ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣስፊሓቶ፣” ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን ዉሕሃ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ 23/06/2021 04:32 ...
ውዕሎ ምድማጽ መረጻ ኣብ ሸውዓተ ክልላትን ክልተ ርእሰን ዘመሓድራ ከተማታትን ኢትዮጵያ። 22/06/2021 06:51 ...
ዕለታዊ ዜና 21 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 21/06/2021 13:14 ...
ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓይሊ ዝግበር ምምላስ ስደተይናታትን መቕተልትን ተቓዊሙ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 21/06/2021 03:42 ...
View More