Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ

Source: Getty

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (06/05/2021) * ቻይና ኩሎም አብ ትሕቲ ሓደ ቁልፊ ዝኾነ ዋዕላ ቁጠባ ዝስርዑ ርክባታ ምስ አውስትራልያ ብወግዒ አወንዚፋቶም።* መንግስቲ ኒውሳውዝ ዌልስ ክልተ ኣወንታዊ ህላወታት ኮቪድ19 ድሕሪ ምምዝጋቦም ካብ ሎሚ ምሸት ኣትሒዙ ኣብ ዓባይ ሲድኒ ቀይድታት ኮሮናቫይረስ የተኣታቱ።* ሓደ ኣውስትራልያዊ ዜጋ ሕጋውነት ናይ'ቲ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ዝወሰዶ ካብ ህንዲ ዝመጹ በረራታት ንግዚኡ ናይ ምእጋድ ውሳነ ኣብ ቤት ፍርዲ ንምብዳህ መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።* መደበር ቴሌቪዥን ፒቢኤስ ናይ አሜሪካ እታ ንነዊሕ ከወዓውዓላ ዝጸንሐ ንኩነታት ሰብአዊ መሰላት አብ ኤርትራ አጉሊሓ ተርኢ መጽናዕታዊት ፊልም አቅሪቡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ኣድላይነትን እንታይነትን ሱፐር ንጥሮታ ዝውህለል ገንዘብ። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 16/06/2021 10:19 ...
“ጓለይ ኣብ ልዩ ሃይል ኔራ እናበሉ ስማ ተጥፍኡ ሰባት እንተትዕገሱ ምሐሸ፡ ተዛሪቦም ዘምጽእዎ የለን ግን ይሕስዉ’ዮም ዘለዉ።” 16/06/2021 13:35 ...
ዕለታዊ ዜና 14 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 14/06/2021 13:53 ...
ክልተ መዓልቲ ዕድመ ዝነበሮ ክብረወሰን ዓለም ለተሰንበት ኣፍሪሳቶ፣ መርሃዊ ቅዱስ ካብ ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ ወዲኡ 14/06/2021 12:13 ...
መንግስቲ ኤርትራ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ 2018 ንብረትን ትካላትን ካቶሊካዊት ቤ/ን ምህጋርን ምዕጻውን ይቕጽሎ ኣሎ ተባሂሉ። 14/06/2021 07:26 ...
ክካየድ ዝቐነየ ዋዕላ G-7 ተዛዚሙ። 14/06/2021 07:15 ...
“ምስ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ከይተረፈ ሓቢርና ክንሰርሕ ኣለና፡ ዝብል ሓሳብ ክንሰርሓሉ ኢና።” ዶ/ር መሓመድ ብርሃን እድሪስ 11/06/2021 27:35 ...
ዕለታዊ ዜና 10 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ 10/06/2021 14:44 ...
ግብጽን ሱዳንን ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ትገብሮ ዘላ በይነኣዊ ጉዕዞ ምምላእ ማይ ደው ከብለለን ሓቲተን። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 10/06/2021 05:45 ...
View More