ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዓድዋ ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተሉን ብውሑዱ 19 ሰባት ከምዘቑሰሉን ኣረጋጊጸ ክብል መግለጺ ኣውጺኡ

SBS Tigrinya Daily News (15/04/2021)

Source: Getty Images

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15/04/2021) * ኣውስትራልያ ክትክተሎ ዝጸንሐት መደብ ክታበት ቀይራ ክታበት ሓፋሽ ክትጅምር እያ: * ቀይድታት ኮሮቫይረስ ኣብ መላእ ግዝኣት ኲንስላንድ ሎሚ መዓልቲ ሓሙስ ተቓሊሎም: * ዴንማርክ ብሰንኪ ተኽእሎታት ሳዕቤን’ቲ ሳሕቲ ዘጋጥም ግን ከኣ ቀታሊ ዝኾነ ምርጋእ ደም ምጥቃም ክታበት ኣስትራዘነካ ምሉእ ብምሉእ ደው ምበላ ዘፍለጠት ፈላሚት ሃገር ኮይና: * ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዓድዋ ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተሉን ብውሑዱ 19 ሰባት ከምዘቑሰሉን ኣረጋጊጸ ክብል መግለጺ ኣውጺኡ:



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now