ኤርትራዊት ተመራማሪት ስነፍልጠት ዶክተር ኣስመረት ኣሰፋው ዳይረክተር ሳይንስ ኣሜሪካ ክትከውን ብፕረዚደንት ባይደን ተሓጽያ

ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ

Source: Getty

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (26/04/2021) * ፕሪምየር ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣውስትራልያውያን ብኣጋጣሚ ዝፍጠር ነጻ ናይ ውሸባ ኣገባብ ክጽበዩ ኣይክእሉን'ዮም ኢላ፡ * ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ'ዚ ሰሙን'ዚ ዘጋጠመ ግጭት ኣስታት 200 ሰባት መይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተፈሊጡ፡ * ኤርትራዊት ተመራማሪት ስነፍልጠት ዶክተር ኣስመረት ኣሰፋው ዳይረክተር ሳይንስ ኣሜሪካ ክትከውን ብፕረዚደንት ጆ ባይደን ተሓጽያ፡



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now