መበል 30 ዓመት ነጻነት ኤርትራ፥ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ወጻእን ብኤርትራዊያን ይበዓል ኣሎ። (ካብ ዜና)

News

Source: SM

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ኣብ ዉሽጢን ወጻእን ዝነብሩ ኤርትራዊያን ንመበል 30 ዓመት መዓልቲ ናጽነት የኽብሩ ኣለዉ። ** ካብ ወፃእ ሃገር ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ሰባት ቅድሚ ምብጋሶም ብናይ ዲጂታል መፍለጢ ኣቢሉ ናይ ኮሮናቫይረስ ክታበት ከምተኸትቡ መረጋገጺ ከቕርቡ ክኽእሉ እዮም ። ተባሂሉ ** ፓትሪስ ታሎን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፡ ንኻልኣይ ግዜ ድሕሪ ምምራጹ፡ ፕረዚደንት ናይ በኒን ኮይኑ ሚሒሉ ። ** ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያ ናብ ኣመሪካ ዝገብርዎ ጕዕዞ ቀይዲ ክግበረሎም ከምዝኽእል ተገሊጹ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now