ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝኣተዎ ቃል ብዘይምኽባሩ ንፍሉይ ልኡኽ ባይደን ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። (ካብ ዜና)

News

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ መንጎ ኣውስትራልያን ኒው ዚላንድን እተገብረ ካብ ውሸባ ናጻ ዝዀነ ጕዕዞ ፡ ንኽልቲአን ሃገራት ከም ዘርብሕ ተገሊጹ። ** ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ ክልተ ሰብ ቀቲሎም። ** ኣባል ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ክሪስ ኮንስ ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ቃል ዝኣተዎ ብዘይምግባሩ ከምዝጎሃየ ገሊጹ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now