ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧

Feature

A deserted view of Sadar Bazar wholesale market USA) Source: Sipa USA Naveen Sharma / SOPA Images/Sipa

ህንዲ ፡ ብብዝሒ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ብዙሕ ዝርጋሐ ዘለዋ ሃገር ኮይና ዘላ ኮይና ፣ ፍልይ ዝበለ "ብድርብ ዝቕየር" ዓልየት ቫይረስውን ተወሪራ ዘላ ሃገር እያ። ሰብ መዚ ጥዕና ብሪጣንያ ነዚ ሓድሽ ዓልየት ቫይረስ ይመርምሩ ኣለዉ ፣ ኰይኑ ግና ፡ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ገና ብዙሕ ዘተሓሳስብ መርትዖ ከም ዘየለ ይዛረቡ እዮም ።.......................



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now