"ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ኩነታት ጠንኪሩ ክወጽእ'ዩ፡ ኢሮብ ግና ከም ብሄረሰብ ክቕጽል ኣብዘይክእለሉ'ዩ በጺሑ።"

War in Tigray/Ethiopia and its impact on the people of Irob

Source: Adhanom W/Giorgis Muluebrhan Abebe

ኣብ ትግራይ ብዝቕጽል ዘሎ ኲናት ብዙሕ ሰላማዊ ህዝቢ ተጎዲኡ ኣሎ፡ ብፍላይ ኣብ ህዝቢ ኢሮብ በጺሑ ዘሎ ጉድ ኣትን ኩነታት እቲ ህዝቢን ዝምልከት ምስተወላዲ ኢሮብ ዝኾነ ኣቶ ኣድሓኖም ወ/ጊዮርጊስን ኣቶ ሙሉእ ብርሃን ኣበበ ተወላዲ ሰንዓፈን ዝተገብረ ዘተ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now