«ኣብ ባህሉ ዝነደየን መንነቱ ዝነዓቐን ህዝቢ ጥዑይ ፖሎቲካ ክፈጥር ኣይክእልን’ዩ።» መንገሻ ሃብተ

Source: Mengesha Habte
እዚ መቐጸልታ ናይቲ ምስ ጸሓፊ መጽሓፍ "መዘክር ወዲ ሃገረሰብ" ዝጸሓፈ መንገሻ ሃብተ የማነ እተገብረ ዝርርብ እዩ። ንባህሊን መንነትን ኣነባብራ ብዛዕባ ትገልጽ መጽሓፉ መሰረት ዝገበረ ዕላል እዩ።
Share
Source: Mengesha Habte
SBS World News