SBS Radio App

Download the FREE SBS Radio App for a better listening experience

Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Welcome Home to SBS Radio
Download or Update Now

 

Stay connected in your language to Australian news and conversations that matter to you with the free SBS Radio app.

 

Newly added
ናይ ኲንስላንድ ሰነተር ፍረሰር ኣኒንግ ኣብ ሰኔት ዝገበሮ መደረ ካብ ብዙሕ ክፋል ሕብረተሰብ  ኩነኔ ይወርዶ ኣሎ። ብፍላይ ብዛዕባ ስደተናታት ናይ መወዳእታ መፍትሒ ኢሉ ዝተዛረቦ ዘረባ ከቢድ ቁጠዓ ዝተሓወሶ ኩነኔ ተዋሂብዎ።እዚ ዝቕጽል ትሕዝቶ...
Newly added
ኣቦ ወምበር ህወሓት ን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ብዛዕባ  ክልላዊ፡ ሃገራዊን ከባቢያዊን ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ንጋዜጠኛታት ዝሃቦ መግለጺ ጽሟቕ። 
ዳኛ Feshititsky ን ኤርትራዊያን ስደተኛታት ከም ናይ ቁጠባ ስደተኛታትን ብሰንኮም ድማ መጠን ገበን ከምዝዛየደ እዩ ገሊጹ። ነቲ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተፈረመ ዉዑል ሰላም ብምጥቃስ ድማ ኤርትራዊያን ኣብ እስራኤል ዝጸንሕሉ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ንልዕሊ 28 ዓመት ዝተቐመጠት ወይዘሮ ናዲያ ኣብ ማእከል መልበርን፣ ኣብ ፉትስክረይ ኣብ ዝበሃል ዓቢ ናይ ንግዲ ስቶር ኣለዋ። እዚ ኣብ 1996 ዝጀመረቶ ስራሕ ሰለስተ ሰራሕተኛታትን ኣባላት ስድራኣን ናይ ስራሕ ዕድል ፈጢሩ ዕወት ዝረኸበትሉ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ደቡብ ሱዳን ብናይ መዲያን ፖለቲከኛታትን ከቢድ ኣሉታዊ መጥቃዕቲ ምስወረዶም፡ ንኣብ ቪክቶሪያ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ደቡብ ሱዳን 8 ናይ መልበርን ከንቲባታት ተኣኪቦም ደገፎም ገሊጾም።እቲ ብኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ዝህሉ...
Zwift SBS Cycling Central Podcast
Daily during the Tour de France

Join Christophe and Macca as they cycle through the daily thrills and spills of the 2018 Tour de France.