“ኣብ ልዕሊ ኣቡነ እንጦንዮስ እተዋህበ ቅብኣ ንሃገርና ከም ሃገር ዘፍለጠን ልኡላዉነታ ክሕሎን ዝገበረን ፍሉይ ቅብኣ’ዩ።”

Eritrean Orthodox church plans to elect a new Patriarch, Leaders of the church in Diaspora speak on the legality of the election .

Source: Getty Images

ኣብዚ ቕነ፡ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኤርትራ፡ ሓሙሻይ ፓትርያርክ ከምዝሸይም መግለጺ ኣውጺኡ ቀኒዩ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ እቶም ሕጋዊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብህይወት ኣብ ማሕዩር ኣብዘለዉሉ ብምዃኑ፡ ብዙሓት መራሕቲን ምእመናን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ ተቓዉሞኦም የስምዑ ኣለዉ። ብዛዕባዚ ጉዳይ ምስ ሊቀ ካህናት ቀሺ ተክለማርያም መርካጽዮንን ሊቀ ህሩያን ቀሺ ተኽለ ተፈሪን ዝገበርናዮ ዘተ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።





Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now

“ኣብ ልዕሊ ኣቡነ እንጦንዮስ እተዋህበ ቅብኣ ንሃገርና ከም ሃገር ዘፍለጠን ልኡላዉነታ ክሕሎን ዝገበረን ፍሉይ ቅብኣ’ዩ።” | SBS Tigrinya