ሓደ ካብ ነብሲ ወከፍ ሓሙሽተ ኣውስትራልያውያን በብዓመቱ ዓሳ ክገፉ ከምዝኸዱ ትፈልጡ ዶ፧ ናብ ሩባ፡ ገምገም ባሕሪ ኣብ ደንደስ ኮንካ ድዩ ወይስ ኣብ ጃልባ ገመድ ብምዝርጋሕ፡ ምግፋፍ ዓሳ መሕለፊ ግዜ ጥራይ ዘይኮነስ ኣካል ናይ'ቲ ባህሊ'ውን'ዩ። እንተኾነ ግን ሓደስቲ መጻእቲ ዘየስተውዕሉሎም ነገራት ኣለዉ፡ ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ኣውስትራልያ ምስ ሕግታቱ ከምዝመጽእን እዞም ሕግታት ድማ ኣገዳስነት ዘለዎም ምዃኖምን። ኣብ'ቲ ዘለኹሞ ግዝኣት ወይ ምምሕዳራዊ ዶብ ዝውሰን፡ ፈቓድ ምግፋፍ ዓሳ ከተውጽኡ የድሊ ድዩ ኣይኮነን፡ ዝኽልከልሎም ከባቢታትን ዝዕጸዉሎም ወቕትታትን፡ መጠን ትገፍዎምን ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ጽንተት ዝርከቡ ዓሌታትን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ሕግታት ኣብ ተግባር ይውዕሉ። መምርሒታትን ዝበለጹ ኣገባባትን ኣብ ድሕነት፡ ኣተኣላልያ ጓሓፍን ኣተሓሕዛ ዓሳታትን'ውን ብተወሳኺ ኣለዉ።
Key Points
- States and territories have different laws around recreational fishing, which can be accessed online, with official apps also available.
- Heavy penalties may apply for violations, and not abiding by safety regulations can also be dangerous and cost lives.
- Being an angler is part of Australian culture and comes with expectations on fishing responsibly and respecting shared spaces.



The people at the local tackle shops are a really good source of information, they are always engaging, they're patient and they're mostly fishermen as well.Stan Konstantaras


ዝኾነ ሕቶ ወይ ንኣርእስቲ ዝኸውን ሓሳብ ኣለኩም ድዩ፧ ብ australiaexplained@sbs.com.au ርእይቶኹምን መልእኽትኹምን ለኣኹልና።
Share





