1 day ago
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022)
ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣውስትራሊያ ካብ ነሓሰ 1974 ጀሚሩ ዝተሓተ ሽቕለት ኣልቦነት ናብ 3.9 ሚኢታዊት ወሪዱ ኣሎ ። ** ው/ሕቡራት ሃገራት ፡ እቲ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ውግእ ፡ ዓለምለኻዊ ፊናንሲያዊ ትካላት ኢዶም እንተ ዘየእትዮም ፡ ዓለማዊ ቅልውላው ምግቢ ኸለዓዕል ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ ።ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ካብ ግንባራት መኸተ ዝነቐለት ሽግ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ሰፈር ልምዓት ድሙቕ ኣቀባብላ ከም ዝተገብረላ ተሓቢሩ። ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ትፍትሾ ከም ዘላ ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክኸውን። ብዛዕባ ምርጫ ኣውስትራሊያ ዝተሓሓዝ ንሰልፊ ሓምላይ ወይ ግሪንስ ዘፋልጥ መደብ ኣለና።
- RADIO
- LATEST
#
TITLE
RELEASED
TIME
PODCAST
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
OVERVIEW
ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
#
TITLE
RELEASED
TIME
MORE
View More
መደባት ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ጉዳይ ኢሚግረሽንን
2 days ago
2 days ago
13/05/2022
04/05/2022
ሓበሬታት ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ (ኮቪድ-19)
Read moreማሕበረሰብ
30/04/2022
Follow Tigrinya on Social