SBS
SBS
News
Audio
Languages
What's On
Guide
Food
Indigenous
Sport
More
Login
/
Sign up
Help Centre
Search
Navigate to SBS on demand
SBS Language
Language
ዜናን ትንታኔን
ጆርጂያ መሎኒ ናይ ፈለማ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ።
ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናት ዝተኣከበ ባይቶ ጸጥታ፡ ሕቡእ ኣኼባኡ ብዘይ መግለጺ ከምዝዛዘሞ ተፈሊጡ።
15:48
ሌላ ምስ ብክእለት ሸፍ (ምኽሻን) ቪዛ ናብ ኣውስትራሊያ ኣትዩ ብሉጽ መግቢ ዘቕርብ ዘሎ ኤርትራዊ ኦስካር ቶፖ
16:05
ኣፍሪቃዊ መበቆል ንዘለዎም ተመሃሮ ኣብ ገሊኡ መማህራኖም ባዕሎም ትምህርቲ ከቋርጹ ይመኽርዎም ወይ ይደፋፍእዎም (ኡቡንቱ ፕሮጀክት)
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወከልቲ ትግራይን ኣብዝመጽእ ሰሙን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዘተ ሰላም ክካየድ እዩ።
55:56
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ጥቅምቲ 2022)
09:41
ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ግሪኽ ካብ መጥቃዕቲ ንስክላ ተሪፋ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቀብ ክግበር ጸዊዑ፣
ሴናተር ሊዲያ ቶርፕ ከካብ ግሪንስ ፓርቲ ናይ አውስትራሊያ ቤት ምኽሪ መወሰኒ ሕጊ ናይ ምክትል መሪሕነታ ለቒቓ።
07:20
ሓድሽ ሚኒስተር ፋይናንስ ዩኬ ቅድሚኡ ዝነበረ ሚኒስተር ዘውጽኦ ፖሊሲታት ቁጠባ ቀዳዲዱ ደርብይዎ
10:17
መኽሰባትን ሓደጋታትን ኣብ ኦንላይን ምግዛእ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)
'ኣዚዩ ዘሕዝን': ኣውስትራሊያ ምዕራብ የሩሳሌም ዋና ከተማ እስራኤል ምዃና ኣፍልጦ ከምዘይትህብ ድሕሪ ምፍላጣ ልኡኽ ኣውስትራሊያ ተጸዊዑ።
ከተማ ሽረን ካልኦት ከባቢታትን ብሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ከምዝተታሕዛ ተፈሊጡ።
163
164
165
Follow SBS Tigrinya
facebook
Download our apps
SBS Audio
iOS
Android
SBS On Demand
iOS
Android
Listen to our podcasts
SBS Tigrinya
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
SBS Learn English
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.
Watch on SBS
SBS World News
Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
Watch now