Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
1 day ago

“ንዝጀመርዎ ኣድማ ንዓለም እንተዘየቃልሖስ ምናልባትዶ ክፍትሑ ምኸኣሉ ኢለ ኩሉ ግዜ ብውሽጠይ ይጠዓስ።” ከማል ዓሊ

18 መስከረም 2001 ናይ ኤርትራዊያን ናይ ብሕቲ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም፡ ንዝሓለፈ 19 ብዘይፍርዲን ሕጊን ሃለዋቶም ከምዝጠፍእ ተጌሩ። ኣብቲ ፈለማ ማእሰርቶም ን ኣስታት 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣስመራ ቀዳማይ መደበር ፖሊስ ተኣሲሮም ኣብዝነበርሉ፡ ከማል ዓሊ ምስኦም ተኣሲሩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ እቶም ጋዜጠኛታት ምሕሳም ኣድማ ከምዝጀመሩ፡ ንዓለም ኣቃልሓልና ብዝሃብዎ ሓደራ፡ ከማል ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስወጸ፡ እቶም ጋዜጠኛታት ምሕሳም ኣድማ ከምዝጀመሩ ንመላእ ዓለም ከምዝቃላሕ ጌሩ። ጻዊዒቶም ከምዝተቓልሐ ድማ ምልክት ሰደደሎም’ሞ እቲ ምሕሳም መግቢ ቀጺሎሞ። ብድሕርዚ እቶም እሱራት ናብ ዘይፍለጥ ቦታ ከምዝስወሩ ተገብረ። ከማል ግና ነዚ ምግባሩ ክሳብ ሎሚ ድቃስ ከምዝኸልኦ ኣብዚ ቃለ መሕትት ገሊጹ ኣሎ።

  • RADIO
  • LATEST

ሓበሬታት ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ (ኮቪድ-19)

Read more
PODCAST

ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

OVERVIEW
ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።
# TITLE RELEASED TIME MORE
“ንዝጀመርዎ ኣድማ ንዓለም እንተዘየቃልሖስ ምናልባትዶ ክፍትሑ ምኸኣሉ ኢለ ኩሉ ግዜ ብውሽጠይ ይጠዓስ።” ከማል ዓሊ 18/09/2020 24:17 ...
ካብ ስደተኛ ናብ ሕጹይ ተወዳዳሪ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ሓንቲ ካብ ዓለም ዝሃብተማ ከተማታት 17/09/2020 46:30 ...
'ስምምዕ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ውሑድ ዝጭበጥ ረብሓ ጥራይ’ዩ ተረኺብዎ' 17/09/2020 07:52 ...
ቅድሚ ሕጂ ጸገም ገንዘብ ዘይነበሮም ሰባት ምኽሪ ሃቡና ሓግዙና ኢሎም ንፈለማ ግዜ ክድውሉ ኣዝዩ ይኸብዶም 17/09/2020 11:52 ...
ኣምባሳደር ብሪጣንያ ኣብ ኣስመራ ኤርትራ ንዝጀመረቶ ምፍታሕ እሱራት ንኢዱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 17/09/2020 06:19 ...
ኣብ’ቲ ዝኸፍአ ጻዕቂ ምትሕልላፍን ለበዳን ዘለዎ ጥራይ'ዩ ቤት ትምህርታት ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክዕጸው ዘለዎም፡ 16/09/2020 05:24 ...
ዝበዝሐ ቁጽሪ ተኸተልቲ ሶሻል መድያ ዘለዎም ከዋኽብቲ ኩዕሶ እግሪ በዓል መን'ዮም፧ 15/09/2020 12:12 ...
ርክብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን በቲ ተጀሚርዎ ዝነበረ ኣንፈት ክቕጽል ክዓይይ እየ - መንግስቲ ክልል ትግራይ 14/09/2020 05:50 ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንፍሉጥ ኖርወጃዊ ምሁር ታሪኽ ካብ መረጻ ትግራይ ድሕሪ ምምላሱ ኣሲሩ ከምዝፈትሖ ተፈሊጡ 14/09/2020 10:43 ...
ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኮቪድ-19 ዓለማዊ ለበዳ’ዩ ኢሉ ካብ ዝእውጅ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣቚጺሩ: እቲኩነታት ሎሚ ከመይ ኣሎ፧ 13/09/2020 10:19 ...
View More

Download the free SBS Radio mobile app

Download now